ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንታ ቁፅሪ 4-01961 ኢት መኪና ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቀሑት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃደ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ

4 ናይ መቅረባየነት ምስክር ወረቀት 2016 ዓም ዝተሐደሰ ዘለዎ

5 2 ሚእታዊ ዊዝሆልዲንግ ክክፍል ዝክእል

6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና ኣቅሑት ክተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት ቁፅሪ ቲን መለለይ ቁፅሪ ኩምን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባየነት ምስክር ወረቀትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ደኩመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/4/2016 ዓም ክሳብ 18/4/2016 ዓም ሰዓት 500 ክተቅርቡ ትክእሉ

7 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/4/2016 ዓም ሰዓት 530 ኣብ ቢሮ ፋይናንሰን ምትሕብባር ሃፍቲ ንቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 2 ናይ ስራሕ መዓለቲ ይከዉን

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963

ናይ ቢሮ ሓለፍቲ ታ ቁ 4-01961 ኢት ፓራዶ

ተቁ

Material

መፍለይ

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

1

Battery

Bolden 70 AM

ብቁፅሪ

01

2

ፀሓይ መከላካሊ ስቲኬር

ኦርጀናል ፀሊም መግጠሚኡ

ብሴት

01

3

ዳሻ ቦርድ ቅብኣት

ኦርጅናል

ብቁፅሪ

02

4

ናይ መኪና ሽቶ

ግራንድ ኦርጅናል

ብቁፅሪ

02

ድሕሪት
ጨረታ መደብ