ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተ.ቑ | ዓይነት ንብት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ታብሌት | ብስፐስፊኬሽን መሰረት | ቑፅሪ | 01 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን TIN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ::
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/04/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 08/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::
➢ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ዝተመሓየሸሉ ፊርማ እተዘይብሉ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ብጥብቒ ነተሓሳስብ።
➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ፡፡
➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::
➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ክኸውን አለዎ::
➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።
➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።
➢ ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ዩ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::
➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::
➢ ፕሮፎርማ አብ ዝኽፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ይግባእ::
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344200158 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።
NB በዚዝቐረበ ስፐስፊኬሽን ኣብ ኢድኩም ዘይብልኩም ክትመልኡ የብልኹምን።
ድሕሪት