ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቃሓ ዝታማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም፡፡

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4. ጨረታ መክበሪ ናይ 3000 ብር ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6. 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 21/03/2016ዓ.ም ስካብ 1/04/2016ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከውን

8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 1 /04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡oo እንትከውን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 1/04/ 2016 ዓ/ም ስዓት 4፡30 መቀለ ጥዕና ቢሮ ይኸውን

9. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይክፈት

10. ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

1. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ዘይንበብ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናበር እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን 12. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

N.B ፡- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0935703350 ደውልካ ምሕታት ይከኣል፣፣

ድሕሪት
ጨረታ መደብ