ሐደ ናይ ቲቪ ስቲድዩ ካሜራ በዝሒ 1 ካልኣይ ኮምፒተር በዝሒ 1 system q secript for new በዝሒ 1 CSFAC for Scot control 4q v computer በዝሒ 1 ሳልሳይ layred TV player በዝሒ 1 ራብዓይ omni directional broadcast microphone for radio studio በዝሒ 2 ሓምሻይ Audio mixer yemha 01V961 በዝሒ 1 ሻደሻይ mething hall sound system 6.1 montrabo sound system በዝሒ 1 composite 6.2 sure wireless microphone ማለት እዉን BXL 24 Reciver + 2 beta 58 A microphone በዝሒ 1 reciver +2 wirless mix ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትድልዩ ትካላት ብመሰርት እቲ ቀሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ብክብሪ ይዕድም
7 ናይ 2015 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን
8 ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
9 ዉሕስና ጨረታ 10 ሚእታዊ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃቦ ማለት እዉን ዝተረጋፀ ዝተዉሃበ ቼክ ከቅቡ ዝክእሉ
10 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 13 ሕዳር 2016 ዓም ክሳብ 24 ሕዳር 2016 ዓም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ
11 ደኩመንት ጨረታ ፋይናንሻል ቴክኒካልን መሊእኩም ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
12 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 13 ሕዳር 2016 ዓም ጀሚሩ ንኣስታት 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 24 ሕዳር 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ይክፈት
13ሰዓራይ ትካል ምስተፈለጠ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ድምፂ ወያነ ትግራይ የረክብ
14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410544 ወይድማ 0344410546
ድሕሪት