ተቁ | ዝርዝር ዝሽየጥ ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | ልስሉስ ኮንዲት በዓል 16 ሚ ሜትር | ቁፅሪ | 35000 | ||
ጠቅላላ ድምር ቅድም ተእታ | |||||
ተእታ | |||||
ጠቅላላ ድምር ተእታ |
1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2015 ዓም/2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ /ቲን/ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
2 ተወዳደርቲ ጨረታ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዘእተዉዎ 2 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም
3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 100 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ሳርሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 200 ክሳብ ድሕሪ ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 06/3/2016 ዓም ጀሚሩ ናብ ትካልና መምርሒ ፋይናንስ ብምምፃእ ምዕደጋ ይከኣል
4 ተወዳድርቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብዝትዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 6/3/2016 ዓም እስካብ 25/3/2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 4:00 ኣብናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቀ ክተእትዉ ትክእሉ
5 ጨረታ ዕለት 25/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
6 ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ኣብ ዓሰርተ መዓልቲ ዉዕጢ 100 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ ከፊሉ ጠቅላላ ንብረቱ ከልዕል ዝክእል
7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኵን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪታት 0914729076/ 0914707067
ድሕሪት