- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድÂ Â ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ ን 2008 በጀት ዓመት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ
- ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ነምበር ዘለዎ
- ኣብ መቅረብቲ ዝርዝርÂ ዝተመዝገበ
- ቫትÂ ዝተመዝገበንÂ ናይ ጥቅምቲ ጥሪ 2008 ዓ ም ሒሳቡ ዘፍለጥሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ልዕል ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ ረቋሕታትÂ መረዳእታ ዋንኡን ሓደ ፎቶ ኮፒኡንÂ ከቅርብ ዝክእል
- ንጨረታ መክበሪ ንዘይሰዓረ ሹዑ ንሹዑ ዝምለስÂ ን መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ፣ንናዉቲ ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺÂ ንናዉቲ ፅሬት 3000 ቅርሺ መሳርሒ ህንፃ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብÂ ወይ ተረጋጊፁÂ ዝቀረበ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ
- እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢÂ 5 መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረትÂ በቲ ዝተወዳደረሉ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉÂ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን Â ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታÂ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉÂ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ማእከላይ ዞባÂ ምምሕዳር ህንፃ ኣብ ምድረሪ ቤተ ይከዉን
- ንመሳርሒ ፅሕፈት 50 ቅርሺ፣ ንናዉቲ ኤለክትሮኒክስ 50 ቅርሺ ንናዉቲ ፅሬት 30 ቅርሺ ን መሳርሒ ህንፃ 50 ኮይኑ ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ
- ተጫረቲ ንሓደ ተቅርብዎ ዋጋ መሊእኩምÂ ብሽምኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 18 ለካቲት 2008 ዓ ም Â ክሳብ ዕለት 8 መጋቢት 2008 ዓ ም ሰዓት 3 ፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓትኣብ ከይዲ ስራሕÂ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 8 መጋቢት 2008 ዓ ም ሰዓት 3 ፡30 ናይ ንጉሆ ይከዉን
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉÂ 8 መጋቢትÂ 2008 ዓ ም ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ይከዉንÂ ።ኩሉ መዐቀኒ አማሊኡ ብዘይለዉሉ ንክክፈተሎም ዘመልከቱÂ ምትእንጋድ ከምዝከኣል ንገልፅ
- ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይዉን ምዉሳክÂ ከምዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347753263 ብምድዋል ምሕታት ይካአል
ድሕሪት