ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ዘይትን ቕብኣትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2016 08:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዓይነት ኣቐሓመፍለዪ ቑፅሪመዐቀኒበዝሒናይሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ሃርድ ቶፕ-23823
1ኦይል ፍልትሮ90915-30002ቑፅሪ01
2ፊውል ፍልትሮ23390-51070ቑፅሪ01
3ዳሽ ሪር ለወር90385-18021ቑፅሪ04
4ዳሽ ሪር ኣፐር90385-18022ቑፅሪ04
5ዳሽ ፎር ሪር ስፕሪንግ ፒን90380-14056ቑፅሪ02
6ዳሽ ፎር ሪር ስፕሪንግ ፒን ኢነር90389-22003ቑፅሪ02
ኮብራ/105/0127
1ኦይል ፍሊትሮ90915-30002ቑፅሪ01
2ፊውል ፍሊትሮ23390-64480ቑፅሪ01
3ኢለመንት ኪት04234-68010ቑፅሪ01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ናይ 2015 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን IIN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ::

➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 15/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 8፡15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 8፡30 ይኸፈት::

➢ ዝቐርብ መረዳእታ ሕድሕድ ኮፒ ከቕርብ ይግብእ።

➢ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ዝተመሓየሸሉ ፊርማ እተዘይብሉ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ብጥብቒ ነተሓሳስብ።

➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::

➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ክኸውን አለዎ::

➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።

➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።

➢ ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ዩ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ