ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምግብና ተምሃሮ ዝዉል ዝተፈላለዩ ጥር ምር መቅርብቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 10:01 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 10:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ምስ ፎቶ ኮፒ ንግዲ ፍቃድ ከትሕዝ ዝክእል

3 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ  እዚ ዝፀወሉ ዕለት 20/2/2013 ዓም ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 26/2/2013 ዓም ሰዓት 400 ይከዉን

 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 559 98 47 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ