ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተወዳደርቲ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት ክተማልኡ አለኩም
- ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
- ቲን ነምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት መስክር ዘለኩም
- ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ እዋኑ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
- ሰነድ ጨረታ ካብ 24 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 9 መጋቢት 2008 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብÂ Â ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ክፍሊ ግልጋሎት ዕዳጋÂ እናመፀፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
- ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታÂ ዓሺግኩም ክሳብ 9 መጋቢት 2008 ዓም ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
- እቲ ጨረታ 9 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8 ፡45 ድሕሪ ቀትሪ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ከምኡዉን ዝተማለአ ሰነድ እነተቅሪቡ ይክፈት
- መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ክተትሕዙ እትክእሉ
- ዝኮኑ ይኩን ተጫራታይ መምርሒ ጨረታ ኣካል ዉዕሊ ምካኑ ፈሊጡ ክቀርብ ኣለዎ
- እቲ ቤት ፅሕፈትÂ ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0345540333 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት