- ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::
- ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ(TIN) መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::
- ተወሳኪ ቫት ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም ከምኡ ዉን ተወዳደርቲ ዋጋ ዝመልእዎ ምስ ቫቱ ምካኑ ወይ ብዘይ ቫቱ ምካኑ ክገልፅ አለዎ እንተዘይ ተገሊፁ ካብ ዉድድር ዉድቂ ይኸዉን
- ዘይንበብ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ መረዳአታ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን::
- ተወዳደርቲ ጨረታ መክበሪ ብCPO 10,000 ሽሕ ብር ብሽም ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ከትሕዙ ይግባእ
- ካብ ዕለት 21/06/2008 ዓ/ም ናብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ቁፅሪ ቢሮ 03 ሰነድ ጨረታ ብር 20 እናከፈልኩም ምዉሳድ ይካኣልÂ
- እዚ ጨረታ 2/07/2008 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓፂዩ ሰዓት 3:30 ንጉሆ ኣብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ይኽፈት
- ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ዝሐሻ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹንብሙሉእÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ነቲ ሓፁር ዘድሊ ኩሉ ዓይነት ንብረትን መሳርሒታት ናይ ኢድ ዋጋ ሓዊሱ ብባዕሉ ዝሽፍን
- እቲ ዝስራሕ ሓፁር አብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብፅሬት ሰሪሑ ዘረክብ ዝክእል
- ዝርዝር ናይቲ መሳርሒታትን ንብረትን ትሕዝቶ ካብ ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ምርኣይ ይከአል
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345591489 ምድዋል ይኸኣል እዩ
Â
ድሕሪት