ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንቐለብ ተምሃሮ በጀት ዓመት ን 2013ዓ/ምዝዉዕል 1ይ ደረኛ ፃዕዳ ጣፍ /ብመርኣያ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለዩ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ሰነ ወርሒ 2012 ዓም ዲክለር ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2013 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ምዝገባን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

5 ናይቲ ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ 5000.00 ከቅርብ ዝክእል

6 ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

6 እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ከመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምካኑ ይሕብሩልና

8 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

9 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

10 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ብምክፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቁፅሪ 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት 2:00 ክሳብ 6:00 ምዉሳድ ትክእሉ

11 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

12 እዚ ጨረታ ዕለት 2502/2013 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣደራሽ ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345599847 ምድዋልይካኣልእዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ