ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ መኪና ሰርቪስ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክፅግን ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን፣ መቅረባይ ሰርተፊኬት ፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቅርቡ አለዎም እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከዉን አለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ዉድድር ኣይቀርብን

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርበዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ክዕርፍ አለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣን ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይኽእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ