ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ መለስ ኣካዳሚ ናይ ዉሽጢ መንገዲ ህንፀት ፕሮጀክት ንዝተፈላዩ ናይ ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየን ቲን ናምበር ዘለኩም ኣብ ናይ መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 30, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 10:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 03/02/2013ዓ/ም ሰዓት10፡00 ድ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 67 27

ድሕሪት
ጨረታ መደብ