ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ን ኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 30, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣  ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎም

3 ወርሓዊ ዲክላሬሽን ዘቕርብን ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን

4  መኸበሪ ጨረታ 5000.00ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ 29/01/2013 ክሳብ 13/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ

4እቲ ጨረታ ዕለት 13/02/2013 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ