ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ 29/01/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 68 ንመንበሪ፣ ንንግዲ፣ ንመዉዐሊ ህፃናት፣ ንመጥሓንን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 331 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ንጨረታ ዝቀርቡ ዝርዝር ቦታታት ኣብ 6ተኤን ክፍለ ከተማታት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለን ከምኡ እዉን ኣብ መርበብ ሓበሬታ ምርኣይ ይካኣል

2 ብተወሳኪ ካብ 01/03/2013ዓ/ም ጀሚሩኩም ዉፅኢት ተወዳደርቲ ብምልከታ ወይ ድማ ብመርበብ ሓበሬታ ምርኣይ ይካኣል

3 እቲ ጨረታ 12/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ 13/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 97 29

ድሕሪት
ጨረታ መደብ