ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ካብ ከተማ ኣክሱም ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዝተረኮቦም 194 ኩንታል ፃዕዳ ጣፍ ብብርኪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:12,000.00
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝኮነ ይኩን ሰበ ክጫረት ይክእል እዩ

2 መኸበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ቼክ 12000.00  ክትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ሰዓርቲ ኣብ ዝኮኑሉ እዋን ሙሉእ ብሙሉእ ገንዘብ ክኮፍሉ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ሰዓርቲ ካብ ምኻኖም ካብ ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ናይ ዘሎዎ ዋጋ ሙሉእ ብሙሉእ ብምክፋል ንብረቶም ከልዕሉ ዝክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ካ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 6 ብነፃ ምዉሳድ ይካኣል

6 ጨረታ ክፉት ዝኮነሉ  ካብ 19/01/2013ዓ/ም ክሳብ 05/02/2013ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኾይኑ 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት።

7እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347-755213ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ