ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራያ/ጨርጨር ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 30, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 30, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ በቲ ዘርፈ ዝተመዝገበ

2 መፍለዩ ቲን ናምበር ከፋለይ ግብሪ ዘለዎ

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮና ብእዋኑ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 15/01/2013ዓ/ም ክሳብ 29/01/2013ዓ/ም ይከዉን

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽዉን

6 ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራ/ጨርጨር ምዉሳድ ይካኣል

8 ሰዓራይ መኸበሪ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ኣለዎ

9 እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 16 80 01 /09 14 14 48 37

ድሕሪት
ጨረታ መደብ