ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ክልልና ካብ ዝርከባ ላዕሎዎት ሆስፒታላት ንሰራሕተኛታት ዘድልዎም ዝተፈላለዩ ናይ ሕክምና ግልጋሎታት ብምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳዲሩ ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 25, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 25, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከተታሕዙ ትክእሉ ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተወሃበኩም ናይ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ

4 ሰዓራይ ምኻኖም እንተፈሊጦም ኣብ 5ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

5ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ 25/01/2013ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 85 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ