1 በቲ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
2 ተወዳደርቲ ቲን ቁፅሪ ሰርተፊኬት ኮፒ ኦርጅናልን ፣ ቫት ዝተመዝገብኩም ዲከለር ዝገበርኩምን ናይ 2012/13ዓ/ም
3 ናይ ወርሒ ነሓሰ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ብኮፒ ክተሓሓዝ ዝኽእል ንቫት ተመዝገብቲ
4 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 07/01/2013ዓ/ም ክሳብ 28/01/2013ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ቤት ማዛጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስ 3ይ ደብሪ ምግዛእ ይከኣል
5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሽዑ 8፡30 ዝክፈተሉ ይኸዉን
6 ናይ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀ ከተማ ሕርሻ መከበሪ 10000 ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይካኣል
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 66 27
ድሕሪት