ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 08:02 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎ ወሃበይነትን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬር ቲን ናምበር ፈቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ