1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተካናተርቲ ዝተወሃቦም ምዝገባ ካርዲ
2 ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ፣ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ፣ወረቀት መቅረባይነት ምስክር
3 ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ 2012ዓ/ም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ምስክር ወረቀት ፣ ምዝገባ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ
4 መኸበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ብሔራዊ ባንክ ኢ/ያ ወይ ካብ ዝተፈቀዶሎም ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእሉ
5 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 14/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጓዕዝያን ወረዳ ፀለምቲ ይክፈት
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 46 62 03 74
ድሕሪት