ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራ/ጨርጨርን ን ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ራያ ጨርጨርን ናይ መኪና ኣቅሑ ክጫርት ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ እዚ ናይ ዕደጋ ፕሮፎርማ ሰነድ ክተማልኡ ንላቦ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ 5, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ 5, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 መፍለዩ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/13/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይኽዉን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ