በዚ መሰረት ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም በዚ መሰረት ከማልእዎም ዝግቦኦም ረቋሕታትÂ ብዘፈር ንግዱ ዝምልከቶ ኮይኑ
- ናይ 2008 ዓ ም ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን ግብሪ ዝከፈለን ክከዉን ኣለዎ
- መስመር ዝርጋሐ ጋርድሃዉስን ታንከር ምስራሕን ኣብ ጣብያ ደርጊዓጀን ካብ ሕልሻን ናብ ኣራቡረን ጭጫትን ብናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ተጫረቲ ደረጃ 8 አናእሽተይ
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ኮይኖም ናይ 2008 ዓም ም ናይ ወርሒ ጥሪ ወርሓዊ ዲክላራሽን ከቅርብ ዝክእል
- ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርትፍኬት ወይንዉን ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል ናይ2008ን ዝሓደሰን ክከዉን ኣለዎ መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ናይ ማይ መስተ ዝርጋሐ ጋርድሃዉስን ታንከር ምስራሕን በቢዘፈሩ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም Â ንብረት ዘይምልስ 60 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይከኣል
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድÂ 12,000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
- ጨረታÂ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 3 ለካቲት ጥቅንቲ 2008 ዓ ምÂ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 18 ለካቲት 2008 ዓ ም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 18 ለካቲት 2008 ዓ ም ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ወይዉን ዋና ኣብሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ሓደ ፖስታ ነንበይኖም ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ
- ናይቲ ጨረታ ሙሉእ ኣድራሻ ማሕተም ፊርማን ክህልዎ ኣለዎም
- ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 ናይ ምዉሳክን ናይ ምቅናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ናይ ማይ ዘፈር ኮንስትራክሽን ብቅዓት መረጋገፂ ፍቃድ ዘለዎም
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ
- ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Â
ድሕሪት