ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ መኾኒ ን ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ መጋጣጠሚ ኣቅሑት መኪና ብመደበኛ በጀት ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 08:32 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ፣ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተጫረቲ ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

4 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ዝገብር

5 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ክሳብ 04/13/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ 04/13/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፡፡

6  እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

7 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 74 58 04 53/09 14 55 69 91 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ