መቐለ ቤት ህንፀት ማእከል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን 2013ዓ/ም ምግቢ ክምግብ/ ከቅርብ ንዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ካፌን ሬስትራንትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብናይ ምግቢ ኣቅርቦት ወይ ሆቴል /ቤት ቁርሲ / ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቃድን ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቃድን ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ኮፒ ክቅርብ ዝክእል

2 ቲን መፍለዩ ዘሎዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክአል ከምኡ ድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሚያዝያን ጉንበት ሰነ 2012ዓ/ም ድክሌር ዝግበረሉ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝክእዝል

3 ተወዳደርቲ ናይ ኣመጋግባ እስታንዳርድ ናይ ተሃናፂ ቀረብ መጠን ግራም ተመልኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳወ ሰነድ ጨረታ ግራም መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ብ2ተ ፖስጣ ኦርጅናልና ኮፕን ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ዝተደላወ ሳፁን ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይኽእሉ ድሕሪ ናይ ጨረታ ሳፁን ምዕፃዉ ዝመፅእ ፖስታ ይኩን ሓሳብ ተቐባልነት የብሉን ብተወሳኪ ኣብ ናይ ባዕሉ ቅጥዒ /ፎርሚ/ መምልኢ ግራም መሊኡ ኣብ ሳፁን ዘእተወን ስልዝ ድልዝ ዝኮነን ፌርማን ማህተምን ዘይብሉ ካብቲ ጨረታ ዉድቂ ይግበር

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 06/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዘይምለስ ብር 50 እናከፈሉ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ን ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይኩን ኣብዘይተረከብሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱመክበሪ ጨረታ 50,000.00 ብር ጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብሽም ትካልና ዝተዳለወ ክትሕዙ ኣለዎም

6 መስሪያ ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ 03 44 41 14 54 ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ