ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ዙርያ ባህልን ረብሕኡን ዝገበሮም መፅናዕቲ ብመፅሄት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 4, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቅሓ ካብ ዕለት 04/12/2012ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 07/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣታዊ ይከዉን

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ