1 1ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡሉ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጡሉ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ምስጨረታ ሰነዶም ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ኣብዚ ጨረታ ብማሕበር ንዝሰተፈ 5 ልዕሊኡን ክኮኑ ኣለዎም
4 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 20,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣሎዎም
5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ
7 እቲ ጨረታ 12/12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ረፋድ ይክፈት
8 ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 58 06/ 03 42 41 00 85
ድሕሪት