ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ዉፅኢት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ቀፂሎም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ኣብያተ ሕትመት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝታሃደሰ ናይ 201ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ

4 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 4 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 21/11/2012 ክሳብ 25/11/2012ዓ/ም ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 10፡30 ይኽፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 40 25 29 / 03 44 41 44 90 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ