ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ህንፃ መሳሒ ኣቅሑት ( kama Generter 01፣ ፓምፕ ትቦ 06፣ ብጫ ቀለም ፣ ቆፃል ቀለም 03፣ ማይ መጠራቀሚ ታንከር ፋይቨር ግላስ01/ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2012ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

4 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 7 ተ መዓልቲ ዘቅርብ

5 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 11/10/2012ዓ/ም ክሳብ 16/10/2012ዓ/ም ሰነድ ምዉሳድ ትኽእሉ

6 ፕሮፎርማ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30

7 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ይኸዉን

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋልእቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 444 41 94 98

ድሕሪት
ጨረታ መደብ