ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንፅገና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ህንፃ መሳርሒ ክገዝዕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቅሓ ካብ ዕለት 09/10/2012ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣታዊ ይከዉን

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ