ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ 05 ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሓ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 10, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሩ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰን መቕረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 10/10/ 2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 23

ድሕሪት
ጨረታ መደብ