ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ስፔር / ኦይል ፊልተር12 ፣ ፋዉል ፊልተር 6/ ብፕሮፎርማ ክትወደደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ሰዓት ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22

ድሕሪት
ጨረታ መደብ