ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 11/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ድሕሪት
ጨረታ መደብ