ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ ንዝጥቀመላ ተሽከርካሪት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዝርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 11:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፀሪ ቲን ሰርተፊኬት ከቕርቭ ዝክእል

3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ

4 መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኸኑ ሕጋዊ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

5ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/08/2012 ክሳብ 30/08/2012ለዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 11፡00ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘተረከብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ተዘይኮይኑ ቫት ከምዝሓወሱ ይዉሰድ

7ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 98 16

ድሕሪት
ጨረታ መደብ