ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ዘለዉ ዓበይቲ ጎደናታት ብተኽሊ ናይ ምልማዕ ስራሕቲ ንምክንዋን ስለዝተደለየ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ተኽሊ ዓይነት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 እቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክከዉን ኣለዎ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ክሳብ 29/08/2012

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 66 27

ድሕሪት
ጨረታ መደብ