ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ን ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 6, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ክተቀርቡ እትኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ከተቕርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ካብ ቢሮ ልምዓት ንግድን ኢንድስትሪን ፈት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓባራዊ ህንፃ 1ይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 49 ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋልካብ ዕለት 21/08/2012 ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 06/09/2012ሰዓት 4፡00 ናብ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ም ቢሮ ቁፅሪ 59 ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ

5 እቲ ጨረታ  ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30  ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉይኽፈት

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብ ስፒኦ ከትሕዝ ኣለዎ

7 ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 29

ድሕሪት
ጨረታ መደብ