ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 22, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን መረዳአታ

3 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 21/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/08/2012ዓ/ኽ ሰዓት 6፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተወዳደርቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 80

ድሕሪት
ጨረታ መደብ