ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ በዓል 23 ገፅ ብክል ገፅ ፅሑፍ ዘለዎ ፍሊፕ ቻርት ክተወዳድር ስለ ዝደለየት ፡-
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 26, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00  ክዕድግ ዝኽእል

3 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም እስካብ 26/08/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ