1 ናይ ማእከለዎትን ዓሞቅትን ጎዳጉዲ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ንግዲ ምዝገባ ዘለዎምን ቅዳሕ ከተሓሕዙ ዝክእሉ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎምን ቅዳሕ ከተሓሕዙ ዝክእሉ
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ዝኮንኑን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ
4 ንማእከለዎትን ዓመቅትን ጎዳጉዲ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ህንፀትበ ወረቀት ምስክር ዘቅርቡ
5 ተወዳደርቲ ቅድሚ ፕሮፎርማ ምክፋቱ ናይ ፕሮፎርማ ዉሕስና መኸበሪ ቢድ ቦንድ ን 20 ጎዳጉዲ ካዕቲ ማይ 20000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ዘትዘሑ
6 ሰነድ ጨረታ ብነፃ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ
7 እቲ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ 29/07/2012ዓ/ም ክሳብ 07/08/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 07/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት
8 ሰዓራይ ነቲ ዝሰዓሮ ዉዕሊ መኸበሪ 10 ሚኢታዊ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 61 06 21
ድሕሪት