ኣብ ቢሮና ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክንዕድግስለዝደለየ እቲ ዝርዝር ከም ዝስዕብ ይከዉን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓዙ ከቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን

3 ቫት 15 ሚኢታዊ ብፍላይ ዝኮንኩም ብንፁር  ምስ ቫቱ ዝሓወሰ

4 ፕሮፎማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 99 47

ድሕሪት
ጨረታ መደብ