ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕድግ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 26, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 28, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 10፡00  ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር 

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ድሕሪት
ጨረታ መደብ