ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ጥንታዎት ታሪካዊ ህንፃታት ቤተ መንግስትን ንምፅጋን ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ን ምስክር ወረቀት

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 22/07/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/07/2012ዓ/ም ሰዓት 03:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት25/07/2012 ሰዓት 03፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ