ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ክተቀርቡ እትኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ከተቕርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ካብ ቢሮ ልምዓት ንግድን ኢንድስትሪን ፈት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓባራዊ ህንፃ 1ይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ሰነድ ካብ ዕለት 18/07/2012 ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኩም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 22/07/2012ሰዓት 8፡30 ናብ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ም ቢሮ ቁፅሪ 59 ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

5ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዪ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 01 29

ድሕሪት
ጨረታ መደብ