ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቲሓር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላፕቶፕ ፅገና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድን

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

3 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ዓብይ ንግድ ባንክ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ክሳብ 18/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 11፡00

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ንጉሆ

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 76 69

ድሕሪት
ጨረታ መደብ