ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎቬድን ክሬንን ማሽን ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 03:03 ቅደሚ ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት30/06/2012ዓ/ም  ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 03/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/07/2012 ሰዓት 3፡30

ድሕሪት
ጨረታ መደብ