ሆስፒታል መቐለ ቆርቆሮ ብቆርቆሮ ገዛ ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 16, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ፤

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/06/2012 ክሳብ 16/06/2012 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረት ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

3 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-420046

ድሕሪት
ጨረታ መደብ