በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሃለቅትን ፅ/መሳርሒ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ብፕሮፎርማ ክትወዳሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 8, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 8, 2012 06:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ፐሮፎርማ ኣብ ዝተዓደልሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 08/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ክሳብ ሰዓት 6፡00 ከተቅርቡ ይግባእ

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት ቲን ናይ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከተቅርቡ ንሕብር ኘ

3 ተወዳደርቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 07 መዓልቲ ኣታዊ ከገብር ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ድሕሪት
ጨረታ መደብ