1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣
3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል
4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 25/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 27/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድን ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉን ትኽእሉ
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ድሕሪት