ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ከተማ ዱሃን መስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ሙሩፅ ፀፀርን ሑፃን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 20, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:110,000.00
  • ቦታ: ሮብ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝታሐደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈሉ

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ምስክር ወረቐት መቕረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ካልኦት ሰነዳት ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ምዝጋባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ሕዳር/ታሕሳስ ዲክለር ዝገበሩ

4 እቲ ምልክታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 19/05/2012ዓ/ም ክሳብ 04/06/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ከይድን ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ፋይናንስን ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተኣሸገ ኢንቮሎፕ ምእታዉ ትክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ትሕጃ ቢድ ቦንድ ዝስዕብ ሰንጠረዥ መሰረት 110,000.00 ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ናይ ዉዕሊ መከበሪ ትሕጃ 10% ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 110 መዓልቲታት ከረክብ ዝክአል

9እቲ ጨረታ 04/03/2012ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ አንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - - 03 43 45 01 10/12

ድሕሪት
ጨረታ መደብ