ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጉ/ደ/ኣን ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 19, 2012 03:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/05/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዝሓደሱ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 19/05/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

ድሕሪት
ጨረታ መደብ